"ዓብድልቃድር እድሪስ" ብዝብል ስም ዝረቝሖን ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣማኻሪ ጉዳያት ሶማሊያን ኢሉ ዝጠቐሶን ሰብ ብምውካስ፡ ሃገሩ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ዘለዋ ተቓውሞ ከም ዝገለጸ ጸብጺቡ። ...
ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ናብ ኣስመራ ብምጓዓዝ ምስ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምርኻቡ ማዕከናት ዜና መንግስቲ ሓቢረን። ብፕረዚደንት ...
ኣብዛ ትዛዘም ዘላ ብዙሕ ዘየሕጉሱ ወረታት ዝተኸስቱላ ዓመት፡ ነበርቲ ከተማ ኒው-ዮርክ ነቲ ዘለዎም ሻቕሎትን ጭንቀትን ዘራግፉሉ ዘይተሓስበ ስፍራ ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ኣብ መንገዲ ባቡር ዝተደኮነ ...
ኣብ በበይኑ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ክርስትያን፡ ሎሚ ረቡዕ ንዝጽንበል ዘሎ ልደት ኣብ ትሕቲ ሰግለለት ኲናትን ተስፋ ንዝሓሸ መጻኢን ይጽንብሉ ኣለዉ። ደረት መኸተምታ ኣብ ዘይርኣየሉ ዘሎ ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሞዛምቢክ፡ ናይ 9 ጥቅምቲ ውጽኢት ሃገራዊ ምርጫ ወግዓዊ ድሕሪ ምግባሩ፡ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝደገሰ ጎንጺ፡ ብውሑዱ 21 ሰባት ምማቶም ኣገልግሎት ዜና ኣሶሸትድ ፕረስ ኣመልኪቱ። ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ኣዘርባጃን ዝዀነት፡ 67 ሰባት ዝሓዘት ነፋሪት ኣብ ጎረቤት ሃገር ካዛኪስታን ሎሚ ረቡዕ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ ድሕሪ ምውዳቓ ዛጊት 32 ካብኣቶም ጥራይ ምድሓኖም ምንጭታት ገሊጾም። ...
ሶማሊያ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ልዕሊ ሰራዊታ ካብ ወገን ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሎው ዝተባህለ ከተማ መጥቃዕቲ ተፈጺሙዎ ኢላ ከሲሳ ነይራ’ያ። ኢትዮጵያ ግን “መግለጺ መንግስቲ ሶማሊያ ዘደንጹ’ዩ” ...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ቱርኪየ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓደ ፋብሪካ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 12 ሰባት ሞይቶም ካልኦት ሓሙሽተ ምቝሳሎም ሰብ-መዚ’ታ ሃገር ገሊጾም። እቶም ሰበ-ስልጣን ወሲኾም ኣብቲ ፋብሪካ ዝነበሩ ...
ተቓዋሚ ሰልፊ ደቡብ ኮርያ ነቲ ንግዝያዊ ፕረዚደንት ሃን ዱክ ሶ ንምኽሳስ ተወጢኑ ዝነበረ መደብ ናብ ዝመጽእ ሰሙን ምትሕልላፉ ገሊጹ። እቲ ሰልፊ ነቲ ውሳነ ዘሕለፈ ግዜያዊ ፕረዚደንት ሃን ዱክ ነቲ ...
መራሒት ርሑቕ የማናዊ ክንፊ ፈረንሳ ማሪን ለ ፐን መሪሕነት ኣብ መዝነት ዘሎ መንግስቲ ፈረንሳ ንቝሩብ መዓልታት ጥራይ’ዩ ክብላ ገሊጸን። ለ ፐን ሎሚ ሰሉስ ነዚ ዝበላ ኣብ ቀረባ ውሑድ ኣዋርሕ ምርጫ ...
ኣብ ወርሒ ጥሪ መዝነት ምምሕዳር ኣመሪካ ዝርከብ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንሰብ-መዚ ፓናማ ናይ መፈራርሒ ቃል ኣውጺኡን ኣድላዪ እንተዀይኑ ድማ ኣመሪካ ደጊማ ነቲ መትረብ ክትቆጻጸሮ ምዃና ኣጠንቂቑን። ...
መንግስቲ ሶማሊያ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣብ ዶሎው ዝዓስከሩ ሰራዊቱ መጥቃዕቲ ምግባሩ ከሲሱ። ከም መግለጺ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሶማሊያ፡ ኣብቲ ሎሚ ሰኑይ ብወገን ሰራዊት ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ...