ኣብ ሰንዓ ብስራሕ እንከሎ፡ ካብ እስራኤል ብዝተተኰሰ ደብዳብ ንገለ ካብ ኣባላቱ ከም ዝሃረመ ዝገለጸ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ንሱ ግን ውሑስ ከም ዘሎን ዝዀነ ...
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድን ትማሊ ረቡዕ 25 ታሕሳስ ምሸት ኣብ ዝገበሩዎ ርክብ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ከምኡ’ውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ኣብ ዘለዎም ዞባዊ ጉዳያትን ኣህጉራዊ ምዕባለታትን ከም ዝዘተዩ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ጸብጺቡ። ኣብቲ ኣካል ቀጻሊ ናይ ምምኽኻር ...
ዳኒኤል ገብረጊዮርጊስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተመሃራይ 12 ክፍሊ’ዩ ዘሎ። ዳኒኤል ካብ ብቖልዕኡ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝርአ ሕጽረታት ንምቅላል ክምህዝን ከመሓይሽን ምጅማሩ’ዩ ዝነግር። ኣብቲ ብዙሕ ...
ዳዕወለይ ኣብ ዝተህለት ከተማ ክልል ሶማሌ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ቀቢላታትን ሓይልታት ጸጥታን ብዝተወልዐ ጎንጺ ክሳብ ልዕሊ 100 ዝበጽሑ ዜጋታት ምማቶም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ይሕብሩ ኣለዉ። ...
Spain: More than 10,000 migrants died while trying to reach Spain by sea this past year, a report released by a Spanish ...
At least 6,000 prisoners have escaped from a maximum security prison in Mozambique as widespread post-election riots and ...
ሓድሽ ምምሕዳር ሶርያ፡ ታርቶስ ኣብ ዝብሃል ኣውራጃ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር፡ “ትርፍራፍ ስርዓት ኣልኣሳድ ንምቕራም” ኢሉ ዝሰየሞ ወታሃደራዊ ስርሒትን ሃድንን ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ 14 ...
ተቓዋሚ ሰልፊ ደቡብ ኮርያ፡ ንመሰጋገሪ ፕረዚደንት ሃን ዱክ-ሱ ካብ መዝነቱ ንምእላይ ሎሚ ሓሙስ ክሲ መስሪቱ። ብ14 ታሕሳስ ካብ መዝነቱ ብኽሲ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ዩን ሱክ የውል ተኪኡ ስልጣን ...