ፕረዚደነት ጀርመን ፍራንክ-ዋልተር ስቴንመየር፡ ሎሚ ዓርቢ፡ ፓርላማ እታ ሃገር ከም ዝተበተነን ምርጫ ድማ ን23 ለካቲት ካካየድን ምዃኑ ኣዊጁ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መግለጺኡ፡ “እቲ እንኮ ንጀርመን ...
ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዝበጽሐ ተንቀሳቃሲ ላዕለዋይ ፌደራላዊ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም ብዝተፈላለዩ ሰነዳት ዝተታሓዙ 88 ተኸሰስቲ ግብረ-ሽበራ ክሳብ ናይ 20 ዓመታት ዝበጽሕ ማእሰርቲ በይኑ ...
ብሰንሰለታዊ መስርሕ ክሲ ፕረዚደንትን መሰጋግሪ ፕረዚደንት እትናወጽ ዘሎ ደቡብ ኮርያ፡ ሎሚ ዓርቢ’ውን ሓድሽ መሰጋገሪ ፕረዚደንት ሸይማ ኣላ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ድሕሪ ንሰዓታት ዝጸንሐ ኣዋጅ ...
(ክሊማ) ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳለስን ህዩስተንን ልዕሊ 100 ነፈርቲ መደበን ድሕሪ ምስራዙን ምድንጋዩን እዩ። ብሕልፊ ኣብ ሞንጎ ዳለስን ህዩስተንን ዘሎ ዞባታት፣ ደቡባዊ ኣርከንሰስን ምዕራባዊ ...
ነፋሪት ኣዘርባጃን ኣብ ገጠራት ሩስያ ድሕሪ ምውዳቓ ኪኢላታት ስርዓተ ጸረ ነፈርቲ ሩስያ ዝፈጠሮ ሓዊ ጠንቂ'ቲ ሓደጋ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጾምን መንገዲ ኣየር ኣዘርበጃን ናብ ሩስያ ዘካይዶ በረራታት ደው ...
ብፕረዚደንት ሴነጋል ዝነበሩ ማኪ ሳል ዝጸደቐ ቅትለት ኣብ ዘስዓበ ፖለቲካዊ ህውከት ንዝተሳተፉ ምሕረት ዝገብር ሕጊ ክተርፍ ዝገብር ሓድሽ ረቂቕ ሕጊ ናብ ፓርላማ ከምዘቅርቡ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጾም። ...
ፕረዚደነት ጀርመን ፍራንክ-ዋልተር ስቴንመየር ሎሚ ዓርቢ ፓርላማ እታ ሃገር ከምዝተበተነን ምርጫ ድማ ን23 ለካቲት 2025 ከምዝካየድን ኣፍሊጦም። እቶም ፕረዚደንት ኣብ መግለጺኦም “እቲ እንኮ ...
ዳዕወለይ ኣብ ዝተህለት ከተማ ክልል ሶማሌ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ቀቢላታትን ሓይልታት ጸጥታን ብዝተወልዐ ጎንጺ ክሳብ ልዕሊ 100 ዝበጽሑ ዜጋታት ምማቶም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ይሕብሩ ኣለዉ። ...
At least 6,000 prisoners have escaped from a maximum security prison in Mozambique as widespread post-election riots and ...
ትማሊ ረቡዕ ንሻሙናይ ግዜኡ ናብ ኣስመራ ዝተጓዕዘ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ፡ ሎሚ ሓሙስ ንሃገሩ ቅድሚ ምምላሱ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ምርግጋእን ...
ተቓዋሚ ሰልፊ ደቡብ ኮርያ፡ ንመሰጋገሪ ፕረዚደንት ሃን ዱክ-ሱ ካብ መዝነቱ ንምእላይ ሎሚ ሓሙስ ክሲ መስሪቱ። ብ14 ታሕሳስ ካብ መዝነቱ ብኽሲ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ዩን ሱክ የውል ተኪኡ ስልጣን ...
ሓድሽ ምምሕዳር ሶርያ፡ ታርቶስ ኣብ ዝብሃል ኣውራጃ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር፡ “ትርፍራፍ ስርዓት ኣልኣሳድ ንምቕራም” ኢሉ ዝሰየሞ ወታሃደራዊ ስርሒትን ሃድንን ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ 14 ...